ናብ ማእከልና ምምጻእ

ናይ መዓልቲ ማእከልና ኣብ 68 Chalton St, London, NW1 1JR ኮይኑ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ንDrop in 10am-1.15pm ክፉት እዩ።

ደገፍና እንተድኣ ደሊኹም ወይ ናብቲ ናይ መዓልቲ ማእከል ክትመጹ ትኽእሉ ኢኹም።

ሓሙስ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 2-4pm ናይ ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ቦታ ነካይድ።

ብናይ ጎል ካርታታት ርኸብና
ካርታ ለንደን ስእሊ

ምሳና ተራኸብ

ድሮ ምሳና ትሰርሕ ዘለኻ መንእሰይ እንተኾንካን update ትደሊ እንተኾንካ፡ ሞያዊ ወይ ካልእ ትካል ብዘይካ ሪፈራል ወይ ካልእ ሕቶ ዘለዎ ሰብ ትደሊ እንተኾንካ ሽዑ በጃኻ ብስልኪ ቁጽሪ 020 7388 5560 ደውል ወይ [email protected] ኢመይል ግበር

መራኸቢ ብዙሓን

ብዛዕባ ዜና ኽትዛረበና እንተ ደሊኻ በጃኻ [email protected] ኢ-መይል ጽሓፈልና

ናብ ላዕሊ

ደሃይ ግበር

ምስ ኵሉ እቲ ኣብ ኤን. ኤች. ኣይ. ሲ.

ምስ ዝርዝር ደብዳበታትና ተጸምበር

ቀልጢፍካ ምውጻእ